እዛ ሕጂ ክጽሕፈላ ኣልዒለያ ዘለኹ ኣርእስቲ፡ ከም በለስ ብኸመይ ከም ዝሕዛ ሓርቢቱኒ፡ ቃላት ክጽሕፍን ክድምስስን እየ ጸኒሐ። እስከ ከም መእተዊ እንተቐደወኒ ብሕቶ ክጅምር፤ ፖለቲካውያን ትካላት …
Read More »-
እማመ ንውሑስ ቁጠባዊ መጻኢ
ጽማቚ ትሕዝቶ ኣብ ዝቕጽላ ተኽታተልቲ ጽሑፋት፡ ናብ ውሑስን ቀጻልነት ዘለዎን ቁጠባዊ ልምዓት[1] ንኽንሰጋገር ብዛዕባ ክንሕንጽጾም ዘለና ማሕበረ-ቁጠባዊ ኣማራጺታት ክእምም እየ። ከም መእተዊ፡ ጽልዋ ህሉውን ታሪኻዉን …
Read More »
-
17 ኣግማል ዝወረሱ ሰለስተ ኣሕዋት
ሓደ ብመጓሰ ዝናበር ኣቦ፡ 17 ኣግማል ነበርኦ። ክሳብ እርጋን ዘሰንፎ ድማ ምስ 3 ደቁ ኰይኑ ይጓስየን ነበረ። ሓደ እዋን ሓሚሙ ስለዝተወጽዐ፡ ንደቁ ጸዊዑ ከምዚ ዝስዕብ …
Read More » -
ግድላትን ጸወታን
-
ብድሆታት መነባብሮን ማሕለኻ ኣእምሮን