Saturday , September 23 2023

Development Economics

እማመ ንውሑስ ቁጠባዊ መጻኢ

ጽማቚ ትሕዝቶ ኣብ ዝቕጽላ ተኽታተልቲ ጽሑፋት፡ ናብ ውሑስን ቀጻልነት ዘለዎን ቁጠባዊ ልምዓት[1] ንኽንሰጋገር ብዛዕባ ክንሕንጽጾም ዘለና ማሕበረ-ቁጠባዊ ኣማራጺታት ክእምም እየ። ከም መእተዊ፡ ጽልዋ ህሉውን ታሪኻዉን ማሕበረ-ቁጠባዊ ቁመና ኤርትራ ኣብ ጉዕዞ ቁጠባዊ ልምዓት፡ ኣሕጽር ኣቢለ ብምቕማጥ ክፍልም። ኣብ ባህላዊ ሜላ ማሕረስን መጓሰን ዝተሰረተ ስርዓተ-ቁጠባ፡ ምስ ውሕስነት ህይወትን ህላወ ጸጋታትን ዝተኣሳሰር ናቱ …

Read More »