ሓደ ብመጓሰ ዝናበር ኣቦ፡ 17 ኣግማል ነበርኦ። ክሳብ እርጋን ዘሰንፎ ድማ ምስ 3 ደቁ ኰይኑ ይጓስየን ነበረ። ሓደ እዋን ሓሚሙ ስለዝተወጽዐ፡ ንደቁ ጸዊዑ ከምዚ ዝስዕብ ለበዋ ተላበዎም፤ እቲ ቦኽሪ ፍርቂ ካብተን ኣግማል ክወርስ፣ እቲ ማእከላይ ሓደ ሲሶ (1/3) ክወርስ፣ እቲ ዝነኣሰ ከኣ ታሽዓይ ኣፍ (1/9) ክወርስ። ድሕሪ’ዛ ለበዋ፡ ኣቦኦም ነዊሕ …
Read More »ግድላትን ጸወታን
ኣብዚ ዓምዲ’ዚ፡ መምርሒታት ብጽሑፍ እናንበብካ ዝፍትሑ፡ ብጉጅለ ክንሳተፎም እንኽእል ግድላትን ጸወታታትን ክቐርቡ እዮም። ኣብ ርእሲ’ዘን ሕጂ ቀሪበን ዘለዋ ዝተፈላለየ ደራጃታት ብርታዐ ዘለወን ግድላት፡ ሰሙናዊ እንተውሓደ ሓንቲ ግድል ወይ ጸወታ እናተወሰኾ፡ ብቐጻሊ እናዓበየ ዝከይድ ማህደር ክኸውን’ዩ። ብመደብ፡ መልሲ ናይዞም ግድላት ኣብዚ ኣይተዋህበን። ምናልባት ብዛዕባ ቅኑዕ መልሲ እንተድኣ ተጠራጢርኩም፡ ምስ መዛኑኹም ከም …
Read More »ብድሆታት መነባብሮን ማሕለኻ ኣእምሮን
ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ‘ወዲ ከተማ’ ታሪኽ፡ እንተኾነ ካብ 80 ዓመታት ኣይነውሕን ኢዩ። ‘ወዲ ከተማ’ ክብል ከለኹ፡ ብማሕበረ-ቁጠባዊ መለክዒታት ካብ ናይ ገጠር ፍልይ ዝበለ መነባብሮ ዝነብር (ንኣብነት፡ ንቁጠባ ብዝምልከት ኣብ ማሕረስን መጓሰን ዘይምርኮስ) ማለተይ’የ። ካብተን ሰማንያ ዓመታት ውን፡ ኤርትራውያን ዋናታት ከተማታቶም ምስኮኑ፡ ድሕሪ ካልኣይ ኲናት ዓለም ንከተማታት ዝኣተዉ እንተደኣ ኣጉዲልናዮም፡ እቲ …
Read More »