ኣብ ዝተፈላለየ እዋን፡ ውጥን ከተማ፡ ኣድለይቲ ዝብሃሉ ማሕበራዊ ለውጥታት ንምትእትታዉ፡ ከም ሓደ ኣገዳሲ መሳርሒ የገልግል’ዩ። ነዊሕ ከይከድና፡ ኣብ መበል 20 ክ/ዘ ዝነበሩ ክልተ ኣብነታት ክጠቅስ። እቲ ሓደ፡ ኣብ መፈለምታ መበል 20 ክ/ዘ ልዑል ተቐባልነት ዘጥረየ the neighborhood unit ተባሂሉ ዝፍለጥ፡ ክላረንስ ፔርይ ብዝተባህለ ኣሜሪካዊ ናይ ውጥን ከተማን ናይ ስነ-ሕብረተሰብን ምሁር …
Read More »ውጥንን ሓፈሻዊ ትሕተቕርጽን ከተማ
ቅድመ–ጽሑፍ ዳርጋ ክልተ ዓመት ይገብር፡ ከም መቐጸልታ ናይ ሓንቲ ኣብቲ እዋን ዝጽሓፍኩዋ ጽሕፍቲ፡ “ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብዛዕባ ውጥን ከተማታትና ክጽሕፍ ኢየ” ኢለ ተፋንየ ነይረ። ኣጀንዳታትና፡ ጫሌዳታቱን ገራዚኡን ብዙሕ’ንድዩ መቸም፡ መብጽዓይ ከይፈጸምኩ ክልተ ዓመት ኴይኑ። ሕጂ ግን ብዕቱብ፡ ንኣገዳስነትን ስፍሓትን እዚ ኣርእስቲ ርትዒ ይህብ’ዩ ብዝበልክዎ ቅጺ፡ ኣብ ሓጸርቲ (ከባቢ 10 ደቒቕ …
Read More »